avatar
@ytbarek.bsky.social
📤 142 📥 142 📝 62

ቲ ጉዳይ ፖለቲካዊ ጌሩ ዝወስዶ ትግራዋይ የዋህ ጥራሕ ዩ። ቅድሚ ሕጂ ካብ ዝነበረ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ዝገደደን ኣብ ታሪኽ 🌍 ትግራይን ትግራዋይን ካብ ምድሪ ገፅ ንምጥፋእ ከምታሪኽ ከይንዝንቶ ዝዓለመ ውዲት ዩ። 🧭ደቒቕውን ክንማናጎ የብልናን ዳይ💥