ሓደርኪ #ትግራይ
ንትመርሕዎ ሕዝቢ:
1-ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ኬንዳ ደርቢኹም
2-ብኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ አብ ሱዳን በቲንኩም
3-ሓዘን ናይ ወለድና ገና ብቅጥዑ ከይተደበሰ
4-ነዚ ሰላም ዘረጋገፁ ጀጓኑ ተጓደልትና ብጉቡእ ከየሐከምኩም
5-ብኣማኢት ኣሻሓት ብመንነተን ዝተደፈራ የሕዋትና ስነልቦነኣን ከይተሓከማ
ኣብ ክንዲ በሓባር ኮይንካ ናይዚ ረግረግ ፀገም መፍትሒ ምድናይ፤ነዚ ኹሉ ረስዒኹም ንምእንተ ወንበር ጥራሕ እትገብርዎ ጉያን ምብላዕን ኣዝዩ ዘገርም'ዩ...
12 months ago